ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝስርሑ ናይ ልምዓት ዕማማት ንምስላጥ ምስ ኣመራርሓን ተወከልቲ ማሕበረሰብን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምይይጥ ተኻይዱ።

ልምዓታዊ ስራሕቲ፣ ሕርሻ፣ ምርባሕን ምህጣርን እንስሳን ስራሕቲ መስኖን ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ምጥንኻርን ብምርምር ብምድጋፍን መናእሰይ ካብ ስደትን መከራን ወፂኦም Read more